👉ዋጋ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ AXLD54-2016 ቤ/ፅ ኣ/ም/ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ከተማ ኣኽሱም
✅ዝለዓለ ዝተሳዓረ ናይ ሓደ ሜ.ካሬ ዋጋ 77,716.00 ብር
✅ዝነአሰ ዝተሳዓረ ናይ ሓደ ሜ.ካሬ ዋጋ 17,999.81 ብር
#ብፐርሰንት እንትግለፅ(እንትረአ):-
✅ካብ ብር 17,999.81-19,999 = 3.2%
✅ካብ ብር 20,000 - 49,999 = 89.2%
✅ካብ ብር 50,000 - 77,716 = 7.6%
ቤት ማዛጋጃ ከተማ አክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝስሩሑ ህንፃታት ዲዛይኖም ብፅፈት ዝተሰረሑ ምኳኖም ብምርግጋፅ ስራሕ ፍቃድ ሂብካ ዕግበት ሰብ ዋና ምርግጋፅ እዩ።
09/01/2024
14/12/2023
09/12/2023
ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ መሻጣ ገዛን ዝውውርን ዝጥምት መምርሒ ኣፅዲቑ አሎ ::
29/11/2023
ቤት ፅሕፈት ምሕደራን ኣጠቃቅማን መሬትን ካዳስተርን ከተማ ኣኽሱም ንዝተፈላለዩ ግሌጋሎት ዝውዕሉ ቦታታት ንተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ 94 ቦታታት ንመንበሪ፣44 ቦታታት ሕውስዋስ፣22 ቦታታት ንድርጅት ብድምር 160 ፕሎታት/ቦታታት/ ኣዳልዩ ይርከብ። ስለዚ ኣብ ተቀሚጡ ዘሎ ናይ ሰነድ መሸጢ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣኽሱም ከ/ስ/ማዛጋጃቤታዊ እቶት ከተማ ኣኽሱም ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም።
ንኹሉ ክባፃሕ share, like ኣይትረስዑ።
09/10/2023
ካብ 07/02/2016ዓ/ም ክሳብ 09/02/2016ዓ/ም ሊዝ ክትኣስሩ ንሕብር ።
24/07/2023
Axum Municipality
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Category
Telephone
Website
Address
Axum
