17/10/2023
መዓልቲ ሕራነ!
***&***
መድረኽ ምዝዛም ብሄራዊ መርድእ ሓርበኛታት ስውኣት ትግራይ::
ኣብ ወረዳ ናዕዴር #ዳዕሮ ሓፋሽ
the center is Daero Hafash.
Naeder (ናዕዴር ) is bordered on the south by the Wari River which separates it from Kola Tembien, on the west by Adet , on the northwest by Tahtay Maychew, on the north by Lailay Maychew, and on the east by Werie Lehe.
17/10/2023
መዓልቲ ሕራነ!
***&***
መድረኽ ምዝዛም ብሄራዊ መርድእ ሓርበኛታት ስውኣት ትግራይ::
ኣብ ወረዳ ናዕዴር #ዳዕሮ ሓፋሽ
24/05/2020
ስበር ዜና!!!
---------------
እምቢታ ኣንፃር ዓሌታውያን መማሓደርቲ ይብል ኣሎ ህዝቢ ናዕዴር ዓዴት። ወረዳና ናብ ዝነበረ ዳዕሮ ሓፋሽ ይመለስ ይብል ኣሎ። እሞ ድማ ኣብ ግዘ ኮሮና ሓፋሽ ከምዚ ተፀቓቒጡ ተሰብሲቡ ኣሎ። ፍትሒ ንህዝቢ።
ፎቶ via inbox from reliable sources
መራሕቲ ዘማእኸለ እምበር ህዝቢ ዘማእኸል መማእኸሊ ወረዳ ኣይተመረፀን።
ፍትሒ ንህዝቢ ናዕዴር
ንኡስ ወረዳ ዝነበረ ከተማ ገዲፊካ ጫፍ ናይቲ ወረዳ መቀመጢ ወረዳ ምግባር ናይ ህዝቢ ንዕቀት እዩ።
ፍትሒ ንህዝቢ ናዕዴር!!!
17/05/2020
ወረዳ ናዕዴር
*****
ወረዳ ናዕዴር ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝነበረ ወረዳ እዩ:: ማእከሉ ድማ ብቀዳሞት ዳዕሮ ሽማት እንዳተባህለት ትፍለጥ ናይ ሎሚ ዳዕሮ ሓፋሽ እያ::
ራእሲ ምቸኤል( ስሑል ሚካኤል) ኣብ ዳዕሮ ሽማት ኣብ ወርሒ ወርሒ እንዳተረክቡ ፍርዲ ይህቡ ከም ዝነበሩ እዩ ዝዝረብ:: ማለት ናይቲ ናዕዴር ዝባሃል ማእከል ስለዝኮነት ካብ ጥንቲ ጀሚራ ናይ ምምሕዳር መቀመጢት እያ ዝነበረት::
ማእኸል ወረዳ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ እያ
ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቀረባ ብረታዊ ቃልሲ ውን እዛ ወረዳ እዚኣ ቡዙሕ ታሪክን ቡዝሕ መንእሰይን ዝስለፈላ ዝነበረ ካብዛ ዳዕሮ እዚኣ እዩ:: ነዙይ እዩ ውን ገረንስአ ወይ ካሕሳይ ይመስለኒ ካብ ዳዕሮ ሽማት ናብ ዳዕሮ ሓፋሽ ዝቀየርዋ::
ዳዕሮ ሽማት ኣብ እዋን ደጃት እምባየ ውን ገኒና ዝወፀትሉ እዋን ከም ዝነበረት ናይ ታሪክ ማህደራት ይሕብሩ:: ራእሲ ኣሉላ ውን ዓርኪ ደጃት እምባየ ስለዝነበሩ ተዳጋጋሚ ዝዓርፍሉ ዝነበረ ቦታ ምኳኑ ታሪክ ኣቅሚጥዎ ይርከብ::
እሞ ዳኣ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እቲ ሓደ መቃለሲኡ ዝነበረ ታሪኩ ንምዕቃብን ልክዕ ዝኮነ ፍትሒ ንምርካብን እንድዩ ታሪኩ ዓቅብሉ ፍትሒ ኣብ ቀረብኡ ይርከብ:: ስለዙይ ዳዕሮ ሓፋሽ ማእከል ናዕዴር ገዲፍካ ናብ ጫፍ ምካድ ታይ ዝብልዎ ዕብዳን እዩ::
Tesfay Gebremichael
********
ማእኸል ወረዳ ናዕዴር ዳዕሮ ሓፋሽ እያ
ቀሺ ተኽለ በርሀ ኣፈ ጉባኤ
ወረዳ ናዕዴር ኮይኖም ተመሪፆም።
ኸተማ ዳዕሮ ሽመት( ዳዕሮ ሓፋሽ) ወረዳ ናዕዴር
*******
ማእኸል ተረገይ
ማእኸል ዳግና
ማእኸል ዓዲሰራዋት
ማእኸል ዓዲ ላክየን
ማእኸል መታኹሎ
ማእኸል ላዕላይ ሕዱግ
ማእኸል ኣበበ ዮውሃንስ
ማእኸል ሰርሒካ ብላዕ እያ
ወረ ምስ ዴጎ ዘራኽብ የብላን ካብ ናብ ዴጎ እታ ማይ ዘይብላ ከተማ ኣኽሱም ይሓይሽ
ሰናይ ናይ ስራሕ ዘመን ተመኒና
ሰበር ዜና
ኣይተ ግዛቸው ገ/መስቀል ኣማሓዳሪ ወረዳ ናዕዴር ኮይኖም ተመሪፆም።
ማእኸል ወረዳ ናዕዴር ኸተማ ዳዕሮ ሹማት ፅባሕ ብቤ/ምክሪ እቲ ወረዳ ክፀድቕ ዩ።
ማእኸል ወረዳ ናዕዴር " ዳዕሮ ሓፋሽ " መዋፈሪት ገድሊ እያ ።